Grace Overflow Church
Preaching JESUS & JESUS alone!!!
💥ተባዓት ኩኑ💥
✨️እብራውያን 13:6✨️
ስለዚ ተቢዕና፡ እግዚኣብሄር ረዳእየይ እዩ እሞ፡ ኣይክፈርህን እየ፡ ሰብከ እንታይ ከይገብረኒ፧ ንበል።
07/10/2026
መሰልን ግቡእን - ኣገልጋሊ ኪዳነ ገብረሃዋርያት - #graceoverflow - #2026 Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.
06/10/2026
💥Sunday program - 04/10/2026💥
06/10/2026
🛑ኩሉ ግዜ ሮቡዕ፣ ካብ 5:30-7:30🛑
🔥ኩላትኩም ተዓዲምኩም ኣለኹ'ም 🔥
06/10/2026
✨️Children’s program at Sunday service✨️
💥ዘለካዮ ህይወት ናይ ክብሪ ህይወት እዩ💥
✨️ዳዊት 84፥10✨️
ካብ ሽሕሲ ሓንቲ መዓልቲ ኣብ አጸድካ ትሐይሽ እያ እሞ፣ ኣብ ድንኳን ረሲአን ካብ ምንባርሲ ኣብ ቤት ኣምላኸይ ሓለው ደገ ምዃን ይሔሸኒ።
04/10/2026
💥ጾምን ጸሎትን 🗓 5/6/7 October💥
ካብ ሶኒ ክሳብ ረቡዕ / ከሰኞ አስከ አሮብ
⏰️8:00 am -1:00 pm
03/10/2026
💥ሎሚ / ዛሬ 10፣30 A.M💥
02/10/2026
💥Baptism day !!Glory to God .
💦 Romans 6 ትግ - ሮሜ
4: እምብኣርሲ ኸምቲ ክርስቶስ ብኽብሪ ኣቦኡ ኻብ ምዉታት ዝተንስኤ፡ ከምኡ ኸኣ ንሕና ብሓዳስ ህይወት ምእንቲ ኽንመላለስ፡ ናብ ሞት ብጥምቀት ምስኡ ተቐበርና።
5: ሞትና ንሞቱ መሲሉ ሕቡራቱ እንተ ዀንናስ፡ ከምኡ ኸኣ ብትንሳኤኡ ኽንሐብሮ ኢና::
💦 Romans 6 አማ - ሮሜ
4: እንግዲህ ክርስቶስ በአብ ክብር ከሙታን እንደ ተነሣ እንዲሁ እኛም በአዲስ ሕይወት እንድንመላለስ፥ ከሞቱ ጋር አንድ እንሆን ዘንድ በጥምቀት ከእርሱ ጋር ተቀበርን።
5: ሞቱንም በሚመስል ሞት ከእርሱ ጋር ከተባበርን ትንሣኤውን በሚመስል ትንሣኤ ደግሞ ከእርሱ ጋር እንተባበራለን፤
Category
Address
Kampala
Kampala
600418CLOCK-TOWER
Opening Hours
| Tuesday | 05:30 - 07:30 |
| Wednesday | 05:30 - 07:30 |
| Friday | 10:00 - 01:00 |
| Sunday | 10:00 - 01:30 |
Alerts
Be the first to know and let us send you an email when Grace Overflow Church posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.